Imam Bukhari : 2095
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ مُقَاتِلٍ أَخْبَرَنَا عَبْدُ اللَّهِ أَخْبَرَنَا سُفْيَانُ عَنْ سُلَيْمَانَ الشَّيْبَانِيِّ عَنْ مُحَمَّدِ بْنِ أَبِي مُجَالِدٍ قَالَ أَرْسَلَنِي أَبُو بُرْدَةَ وَعَبْدُ اللَّهِ بْنُ شَدَّادٍ إِلَى عَبْدِ الرَّحْمَنِ بْنِ أَبْزَى وَعَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَبِي أَوْفَىفَسَأَلْتُهُمَا عَنْ السَّلَفِ فَقَالَا كُنَّا نُصِيبُ الْمَغَانِمَ مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَكَانَ يَأْتِينَا أَنْبَاطٌ مِنْ أَنْبَاطِ الشَّأْمِ فَنُسْلِفُهُمْ فِي الْحِنْطَةِ وَالشَّعِيرِ وَالزَّبِيبِ إِلَى أَجَلٍ مُسَمَّى قَالَ قُلْتُ أَكَانَ لَهُمْ زَرْعٌ أَوْ لَمْ يَكُنْ لَهُمْ زَرْعٌ قَالَا مَا كُنَّا نَسْأَلُهُمْ عَنْ ذَلِكَ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ሙቃቲል] ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ሱሌማን ኣሲ-ስያባኒ] ካብ [መሓመድ ቢን ኣቢ ኣል ሙጃሊድ] ኢሉ፤ ዓብደላ ቢን ስያዳድን ኣቡ ቡርዳን ምስ [ዓብዱራህማን ቢን ኣብዛኣ]ን [ዓብደላ ቢን ኣቢ ዑፋን] ክራኸብ ሰዲዶምኒ ድሕሪኡ ንኽልቲኦም ብዛዕባ ምዕዳግን ምሻጥን ኣስ-ሰላፍ ሓቲተዮም። ክልቲኦም ድማ : ሓደ እዋን ምስ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ጋኒማ - ናይ ውግእ ምርኮ - ረኺብና ድሕሪኡ ካብ ህዝቢ ምድረ ሶርያ ሓደ ሙላቶ ብሄር መጺኡና: ድሕሪኡ ኣብ ስርናይን ሩዝን ዘቢብን ኣገባብ ኣስ-ሰላፍ ተጠቒምና ንዝተወሰነ ግዜ ገዚእና ሸይጥና’። ይብል፤ ኣነ ድማ፡ ‘ኣብቲ እዋን እቲ ሕርሻ ነይርዎም ድዩ ወይስ ኣይነበረን፧’ ኢለ ሓተትክዎ። ክልቲኦም ድማ 'ከምኡ ሓቲትናዮም ኣይንፈልጥን' ኢሎም መለሱ።