Imam Bukhari : 2021
حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا جُوَيْرِيَةُ عَنْ نَافِعٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَكُنَّا نَتَلَقَّى الرُّكْبَانَ فَنَشْتَرِي مِنْهُمْ الطَّعَامَ فَنَهَانَا النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنْ نَبِيعَهُ حَتَّى يُبْلَغَ بِهِ سُوقُ الطَّعَامِقَالَ أَبُو عَبْد اللَّهِ هَذَا فِي أَعْلَى السُّوقِ يُبَيِّنُهُ حَدِيثُ عُبَيْدِ اللَّهِ
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ጁዌይሪያ] ኢሉ፡ ካብ [ናፊ'] ካብ [ዓብደላ ራድሊኣላሁ ዓንሁ] ከምዚ ኢሉ: 'ቀደም ምስ ናይ ንግዲ ካራቫናት ንራኸብ ኔርና ድሕሪኡ መግቢ ንገዝእ ነይርና። ስለዚ ሽዑ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ክሳብ እቲ መግቢ ኣብ ዕዳጋ መግቢ ዝበጽሕ ክንገዝኦ ከልከለና'። ኣቡ ዓብደላ ኣል ቡካሪይ ከምዚ ኢሎም:- እዚ ካብ ዕዳጋ ወጻኢ ንዝግበር ንግዲ ክልኩል እዩ ከምቲ ብሓዲስ ዑበይዱላህ ዝተገልጸ።