Rasulullah Shallallahu 'alaihi wasallam tidak pernah meninggalkan dua rakaat setelah ashar
Imam Nasa'i : 575
أَخْبَرَنِي مُحَمَّدُ بْنُ عَبْدِ الْأَعْلَى قَالَ حَدَّثَنَا الْمُعْتَمِرُ قَالَ سَمِعْتُ مَعْمَرًا عَنْ يَحْيَى بْنِ أَبِي كَثِيرٍ عَنْ أَبِي سَلَمَةَ بْنِ عَبْدِ الرَّحْمَنِ عَنْ أُمِّ سَلَمَةَأَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ صَلَّى فِي بَيْتِهَا بَعْدَ الْعَصْرِ رَكْعَتَيْنِ مَرَّةً وَاحِدَةً وَأَنَّهَا ذَكَرَتْ ذَلِكَ لَهُ فَقَالَ هُمَا رَكْعَتَانِ كُنْتُ أُصَلِّيهِمَا بَعْدَ الظُّهْرِ فَشُغِلْتُ عَنْهُمَا حَتَّى صَلَّيْتُ الْعَصْرَ
ንዓና [መሓመድ ቢን ዓብዱል ዓዓላ] ድሕሪ ምሕባሩ ከምዚ ኢሉ፤ [ኣል ሙዓሚር] ምስ ነገረና ከምዚ ኢሉ፤ [ማዓመር] ካብ [ያሕያ ቢን ኣቡ ካትሲር] ካብ [ኣቡ ሰላማ ቢን ዓብዱራሕማን] ካብ [ኡሙ ሰላማ] ሰሚዐዮ ረሱል ሰለላሁዓለይሂ ዎሰላም ድሕሪ ዓስር ክልተ ረካዓ ኣብ ገዝኦም ሓንሳብ ጥራይ ከም ዝሰገዱ፡ ኡሙ ሰላማ ድማ ሓደ ግዜ ከም ዘዘኻኸርዎ። ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ድሕሪኡ 'እዘን ክልተ ረካዓታት ድሕሪ ዙህር እየ ዝገብራ ነይረ፡ ድሕሪኡ ኣብ ሓደ ነገር ተጸሚደ ስለ ዝነበርኩ ድሕሪ ኣስር እየ ገይረየን' በሎ።