Imam Bukhari : 1492
حَدَّثَنَا عَمْرُو بْنُ عَلِيٍّ حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ سَعِيدٍ حَدَّثَنَا عُبَيْدُ اللَّهِ بْنُ الْأَخْنَسِ حَدَّثَنِي ابْنُ أَبِي مُلَيْكَةَ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَاعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ كَأَنِّي بِهِ أَسْوَدَ أَفْحَجَ يَقْلَعُهَا حَجَرًا حَجَرًا
ተነጊሩና ኣሎ [ዓምሩ ቢን ዓሊ] ተነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ተነጊሩና ኣሎ [ዑበይዱላህ ቢን ኣል ኣኽናስ] ተነጊሩኒ ኣሎ [ኢብኑ ኣቡ ኣወልካ] ካብ [ኢብን ዓባስ ረድልያላሁ ዓንሁማ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ:--ከምዚ ሓደ ሰብ ዝረኣኹ ንካዕባ ከጥፍኦ እዩ-፣ ጸሊም ቆርበት ዘለዎ ሰብ ኮይኑ ኣብ መንጎ ክልቲኡ እግሩ ድኹም ስለ ዝነበረ ነቶም ኣእማን በብሓደ የልዕሎም ነበረ’።